Step 1: Click this link Google Account
Step 2: For myself ትብል ዝላ ንመርጽ
Step 3:
- ኣብዚኣ ድም ሽምናን
First Nameሽም ኣቦናንLast Nameንመልእ - ኣብታ ትሕቲኣ ዘላ ድማ ኢሜልና ንመልእ (ኢሜልና ብኻልኦቶ ሰባት ቅድሚ ሕጂ ዘይተወስደ ክኸውን ኣለዎ)
- ኣብታ
passwordትብል ዘላ ድም ንሕና ትራሕ ክንፈጣ ዝግብኣና ፓስዎርድ ክልተ ግዜ ንመልእ
Step 4: ኣብዚኣ ድማ ቁጽሪ ስልክና ንመልእ
Step 5: ኣብታ ስልክና ዝተሰደትልና ሜሰጅ ኣላ ኣብዚኣ ንመልኣ
Step 6:
Step 7: ኣብዚኣ ድማ ነታ Yes, I'm In ትብል ዘላ ንጥውቃ
Step 8: ኣብዚኣ ድማ ንታሕቲ በታ ኣብ ጸግዒ የማና ዘላ ተሳሓቢት ንታሕቲ ነውርዳ ፥ ነታ I agree ትብል ዘላ ድማ ንጥውቃ
Step 9: ኣብዚኣ ድማ እታ Next ትብል ዘላ ንጥውቃ
Step 10: ኣብዚኣ ድማ እታ OK ትብል ዘላ ንጥውቃ
Step 11: እንኳዓ ኣሓጎሰኩም ኢሜልኩም ተዳሊይትልኩም ኣላ ሕጂ
Step 12:
Step 13: ብትግሪኛ ክንጽሕፍ እንተ ደሊና ኣብዚኣ ንጠውቅ Tigrigna Keyboard
እቲ ክንብሎ ዝደለና ጺሕፍና ምስ ወዳእናዮ COPY ንጥውቃ
Step 14: ንምሳሌ
Step 15: ኣብቲ ናትና ኢሜል ተመሊስና
ኣብቲ ማእክል ናይቲ ንሰዶ ኢሜል CTRL + V ኣብቲ ኪቦርድ ናትና ንጥውቅ
Step 16: እታ ዝተሰደት ኢሜል ኣብቲ ናይቲ ዝስደድናሉ ስብ ኢሜል ክምዚ ኢሉ ይበጽሖ
Step 17: ምስ ክፈቶ ድማ ከምዚ ይመስል